ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ትማሊ ረቡዕ ትማሊ ረቡዕ ናብ ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ተመሊሶም ንኽልቲኦም ቤት ምኽርታትን ዋይት ሃውስን ብምብፃሕ ነቲ ንኻልኣይ ግዘ ዝዳለውሉ ዘለዉ መዝነቶም ዘለዎም ...
ኣርባዕተ ናይ ፖለቲካ እሱራት ናጻ እንተዘይተፈቲሖም ህይወተይ ከጥፍእ `የ ዝበለ ኢራናዊ ተቓላሳይ መሰላት፡ ድሕሪ ሰዓታት ነብሱ ኣጥፊኡ። ንሰበስልጣን እስላማዊ ሪፓብሊክ ኢራን ዝቃወም ኪያኑሽ ሳንጃሪ ...
ተወካሊ ሰነት ደቡብ ዳኮታ ጆን ቱን መራሒ ኣብዝሓ ሰነት ንምዃን ብምሩጽ-ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ተሓርዩ ኣሎ። ክሳብ ሕጂ ሰነት ብደሞክራሲያውያን ተዓብሊሉ ዝጸንሐ ኰይኑ፡ ጃክ ሹመር’ዩ ክመርሖ ...
ኣብ ሶማሊላንድ ምቑጻር ድምጺ ኣብ ዝቐጸለሉ እዋን ሰለስቲኦም ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ንውጽኢት ምርጫ ክቕበሉ ምዕራባዉያን ዲፕሎማት ይጽውዑ`ለዉ። እቶም ...
Pakistan: A bus carrying about two dozen wedding guests fell into the Indus River in the northern Baltistan region on Tuesday ...
ኣብ ወረዳ ኣሙሩ--ሆሮ-ጉዱ ዞባ ወለጋ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኣስታት 130 ዜጋታት ሸውዓተ ኣዋርሕ ሓሊፉ ዛጊት ናብ ቤት ፍርዲ ዘይምቕራቦም ስድራቤቶም ኣዝዮም ከም ዝተሻቐሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ...
ነበርቲ ርእሰ-ከተማ ህንዲ ዝዀነት ኒው-ደልሂ፡ ሎሚ ረቡዕ ኣብታ ከተማ ብዝተራእየ ዒግታ ትኪን ብኩል ኣየርን ንምንቅስቓስ ኣዝዮም ከም ዝተጸገሙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ ሓቢሩ። እቲ ዝተራእየ መጠን ...
ምሩጽ-ፕረዚደንት ዶንላድ ትራምፕ፡ ናይ ዋይት-ሃውስ መንበር ድሕሪ ምውሓሱ፡ ኣብ ዝመጽእ ምምሕዳሩ ቍልፊ ቦታታት ንዝሕዙ ሰብ-መዚ ይረቍሕ ኣሎ። ካብ መንጎ’ቶም ወሰነቲ ቦታታት ዝዀኑ ድማ ንፒት ...
Secretary of State Antony Blinken said Wednesday that the Biden administration would bolster its support for Ukraine before ...
ሎሚ ረቡዕ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ሰዓት ዋሺንግተን ዲሲ፡ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ምስ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ...
Somaliland: President Muse Bihi and challenger Abdirahman Mohamed Abdullahi vote as the breakaway region holds presidential ...